ግምቢ ዘብዐኛ ሓምለ 2014 | ንቕኑዓት ሰባት ሕማቕ ነገራት ዜጋጥሞም ስለምንታይ እዩ፧

ኣምላኽ ድዩ ዚሕተተሉ፧ ካርማ ድዩ፧ ካብ መከራን እከይን እንገላገለሉ መገዲ ኣሎዶ፧

ገበር

ሕማቕ ነገራት መሊኡ ኣሎ

ኵሉ ዚኽእል ኣምላኽ እንተ ኣልዩ፡ ንቕኑዓት ሰባት ካብ ጕድኣት ዘየዕቍቦም ስለምንታይ እዩ፧

ገበር

ንቕኑዓት ሰባት ሕማቕ ነገራት የጋጥሞም—ስለምንታይ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ሰለስተ ቐንዲ ጠንቂ መከራ ደቂ ሰብ ይገልጽ እዩ።

ገበር

ኣምላኽ ንእከይ እንታይ ኪገብሮ እዩ፧

ቅኑዓት ሰባት ኣብ ሓንቲ ሕማቕ ነገራት ፈጺሙ ዘየጋጥመላ ዓለም ከም ዚነብሩ ዚገልጽ ሓሳብ፡ ይስሕበካ ድዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

ብዘይ ሽጉጠይ ኣይንቀሳቐስን እየ ነይረ

ኣኑንሲያቶ ሉጋራ ዕዋላ እዩ ነይሩ፣ ናብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ምስ ከደ ግና፡ ህይወቱ ተቐዪሩ።

ንደቅኻ ብኸመይ ክትግስጾም ይግባእ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ውጽኢታዊ ተግሳጽ ንምሃብ ዚሕግዝ 3 መገድታት ከም ዘሎ ይገልጽ።

ትፈልጥዶ

ጥንታውያን ሃነጽቲ መርከብ፡ መራኽቦም ማይ ንኸይኣትወን እንታይ እዮም ዚጥቀሙ ነይሮም፧ ጥንቲ፡ ዓሳ ብኸመይ እዩ ዚዕቀብ ነይሩ፧

ነቲ ዘይርአ ኣምላኽ ክትርእዮ ትኽእልዶ፧

‘ንኣዒንቲ ልብኻ’ ብኸመይ ክትጥቀመሉ ኸም እትኽእል ርአ።

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

ጸሎት ሓገዝ ንኺውሃበና እንሓትተሉ መገዲ ጥራይ ድዩ፧