ግምቢ ዘብዐኛ ጥቅምቲ 2012

ገበር

ብልሽውና—ኽሳዕ ክንደይ እዩ ኣስፋሕፊሑ ዘሎ፧

ብልሽውና ኣብ መላእ ዓለም ኬጋጥም ይኽእል እዩ፣ ሓድሓደ ግዜ ድማ ሳዕቤናቱ ኣዝዩ ጐዳኢ እዩ።

ገበር

ብልሽውና ዚቕጽል ዘሎ ስለምንታይ እዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ሰለስተ ጽልዋ እቲ ዜጋጥም ዘሎ ማእለያ ዘይብሉ መከራን ስቓይን ይገልጽ።

ገበር

ኣብዛ ብልሽውቲ ዓለም፡ ሓቀኛ ኽትከውን ይከኣል ድዩ፧

ክልተ ሰባት ሓቀኛ ምዃንን ስነ ምግባራዊ ስርዓታትን ስለ እተማህሩ ብኸመይ ተጠቒሞም፧

ገበር

ብልሽውና ኬኽትም እዩ

ድሕሪ ሓጺር እዋን፡ ኣምላኽ ንምድሪ ኻብ ብልሽውና ንምጽራይ ስጕምቲ ኺወስድ እዩ። ብኸመይ እዩ ኸምኡ ዚገብር፧

ታሪኽ ህይወት

ቃል ኣምላኽ ኣብ ሓንቲ ስድራ ቤት ሂንዱ ዘሕደሮ ሓያል ጽልዋ

ኣባላት ሓንቲ ስድራ ቤት ሂንዱ መጽሓፍ ቅዱስ ኬጽንዑ ኸለው ሰላምን ተስፋን ዝረኸቡ ስለምንታይ እዮም፧

ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ዚግበር ዝርርብ

ኣምላኽ ንሰባት ኣብ ገሃነም እሳት ኣእትዩ ድዩ ዚቐጽዖም፧

ኣምላኽ ንእኩያት ሰባት ዚቐጽዕ እኳ እንተ ዀነ፡ ፍትሓዊ ኸም ዝዀነ እንኣምነሉ ጽቡቕ ምኽንያታት ኣሎና።

ትፈልጥዶ፧

የሩሳሌም ብ70 ድ.ክ. ቅድሚ ምጥፋኣ፡ ክርስትያናት ካብ ይሁዳ ሃዲሞምዶ፧ “ደቂ ነብያት” እንታዎት እዮም ነይሮም፧

ካብ ቃል ኣምላኽ ተምሃር

ንዘለኣለም ክትነብር ትኽእልዶ፧

እቲ ምንጪ ህይወት ዝዀነ የሆዋ ኣምላኽ ንኻልኦት ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪህቦም ይኽእል እዩ፣ ከምኡ ኺገብር እውን ቓል ኣትዩ እዩ።

ንኣምላኽ ቅረቦ

‘ሓደ ጥንታዊ ዝመዓልቱ ተቐመጠ’

ጥንታዊ ዝመዓልቱ መን እዩ፧ እቲ ዳንኤል ዝረኣዮ ራእይከ እንታይ ትርጉም እዩ ዘለዎ፧

ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ

“ደጊ ሰበይቲ”

እታ ሞኣባዊት ዝዀነት ሩት ኣብ እስራኤል ድኻን ጓናን እያ ነይራ። “ደጊ ሰበይቲ” እተባህለት ስለምንታይ እያ፧

ሕቶታት ኣንበብትና

ሓጐስ ዚርከብ ካብ መውስቦ ጥራይ ድዩ፧

ንጽል ክርስትያናት ሕጉሳት ኪዀኑ ይኽእሉዶ፧ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ መውስቦ ግቡእ ኣርኣእያ ይህብ፡ ንንጽል ዚኸውን ጽቡቕ ኣብነት ዝሓዘ እውን እዩ።

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

ክልተ ሰባት ንሕማቕ ኣመላት እንተላይ ኣልኮላዊ መስተን ሓሽሽን ሓዲጎም፡ ብኸመይ ናይ ሕጉሳት ኰይኖም፧

ንጥፈታት መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ

ካብ ህርፋን ስልጣን ርሓቕ!

እቲ ሳልሳይ ወዲ ንጉስ ዳዊት ዝነበረ ኣቤሴሎም ንስልጣን ኣቦኡ ኺምንዝዕ ደልዩ እኳ እንተ ነበረ፡ ብሰንኪ እቲ ህርፋኑ ግና ንህይወቱ ኣብ ሓደጋ ኣእትይዋ እዩ።