ንቕሑ! ታሕሳስ 2014 | ብዛዕባ ኣእምሮኣዊ ምዝንባል ክትፈልጦ ዘሎካ ነገራት

ኣእምሮኣዊ ምዝንባል ኣዝዩ ኸቢድ ኪኸውን ዚኽእል እኳ እንተ ዀነ፡ ብዙሓት ሰባት ግና ኪሕከሙ ኣይደልዩን እዮም። ስለምንታይ፧

ገበር

ብዛዕባ ኣእምሮኣዊ ምዝንባል ክትፈልጦ ዘሎካ ነገራት

ንኣእምሮኣዊ ምዝንባል ብዕዉት መገዲ ንኽትጾሮ ኺሕግዘካ ዚኽእል ትሽዓተ መገዲ።

ካብ ከባቢ ዓለም

ተወሳኺ ዛዕባ፦ ዝነውሐ ዕድመ ብህይወት ዝነበረ እንስሳ፡ ንኺደርቕ ቍሩብ ዝተረፎ ፍሉጥ ቀላይ፡ ሓደጋ ሕማም ልቢ ዜጋጥመሉ እዋን።

ንስድራ ቤት

ብኸመይ ተዓጻጻፊ ኸም እትኸውን

ንዓኻ ዀነ ንመጻምድትኻ፡ ቈየቛ ሓዲግኩም፡ ብሓባር ኴንኩም መፍትሒ ንኽትደልዩ ኺሕግዘኩም ዚኽእል ኣርባዕተ ነጥብታት።

ገዚፍ ኣዒንቲ—ደቂቕ ሰብነት

ሓንቲ ዓይና ኻብ ሓንጎላ ትገዝፍ።

ቃለ መጠይቕ

ፕሮፌሰር ፋይናንሳዊ ሕሳብ ብዛዕባ እምነቱ ዝገለጾ

ፕሮፌሰር ስቲቨን ተይለር፡ መጽሓፍ ቅዱስ ምጽናዕ፡ ዝበለጸ “ወፍሪ” ምዃኑ ገሊጹ።

ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ምድሪ

ምድሪ ኽትጠፍእ ድያ፧

መሐበሪ ርእሰ ነገር ንቕሑ! 2014

ብርእሰ ነገር እተሰርዐ መሐበሪ እቲ ኣብ 2014 እተሓትመ ዓንቀጻት ንቕሑ!።