ንቕሑ! መጋቢት 2013 | ንፉዕ ኣቦ ኽትከውን እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

ብዙሓት ኣቦታት፡ ንሳቶምን ስድራ ቤቶምን ንስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ኪስዕቡ ኸለዉ ኸም ዚጥቀሙ ርእዮምዎ እዮም።

ካብ ከባቢ ዓለም

ዛዕባታት፦ ምጥፋእ ጥሜት፡ ኣብ ቦታ ስራሕ ዜጋጥም ውጥረት፡ ጽሬት ኣየር ከተማታት ቻይና።

ገበር

ንፉዕ ኣቦ ኽትከውን እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

ፈቃርን ሚዛናውን ኣቦ ንኽትከውን ኪሕግዘካ ዚኽእል ሓሙሽተ ስርዓት መጽሓፍ ቅዱስ መርምር።

ሙስ—ፍልይ ዝበለ ገዚፍ እንስሳ ጫካ

ብዛዕባ ፍሉይ ባህርያት እዚ ገዚፍን ሓያልን እንስሳ እዚ ምስ ፈለጥካ፡ ክትግረም ኢኻ።

ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ስእለ ጽዩፍ

ንኣምላኽ ከተሐጕሶ እንተ ደሊኻ፡ ብዛዕባ ስእለ ጽዩፍ እንታይ ከም ዚስምዖ ፍለጥ።

ንስድራ ቤት

ንውሉድካ ስርዓታት እተውጽኣሉ መገዲ

እቲ ዘውጻእካዮ ስርዓታት ወትሩ ንውሉድካ ዓጽዓጽ ዜብሎ እንተ ዀይኑ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧

ከመይ ይመስል ነበረ፧

ሮበርት ቦይል

ከሚከኛን ናይ ስነ ፍልጠት ሰብን እዩ ነይሩ፣ ኣብ ኣምላኽን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስን እውን ዓባይ እምነት ነበረቶ።

ተነዲፉ ድዩ፧

ጽልግልግ ዝበለ ርእየት ዘላሊት ሳሬት

እዛ ሳሬት እዚኣ፡ ነቲ ልክዕ ርሕቀት እትልክዖ ብኸመይ እያ፧ ተመራመርቲ ነቲ እታ ሳሬት እትጥቀመሉ ሜላ ኪቐድሕዎ ዚደልዩኸ ስለምንታይ እዮም፧