ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ መጋቢት 2016

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 2 ግንቦት ክሳዕ 29 ግንቦት 2016 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ኣቱም መንእሰያት፡—ንጥምቀት ተዳሊኹም ዲኹም፧

ሰለስተ ሕቶታት ንምውሳን ኪሕግዛኻ ይኽእላ።

ኣቱም መንእሰያት፡—ከመይ ጌርኩም ንጥምቀት ክትዳለዉ ትኽእሉ፧

ንጥምቀት ከም እተዳሎኻ ርግጸኛ እንተ ዘይኰንካኸ፧ ወይ ከኣ ንስኻ ኽትጥመቕ እናደለኻ፡ ወለድኻ ግና ክትጸንሕ እንተ ደለዩኻኸ፧

ክርስትያናዊ ሓድነትና ንምድልዳል፡ እጃምካ ኸተበርክት ትኽእል ኢኻ—ብኸመይ፧

ኣብ ራእይ ምዕራፍ 9 ዚርከብ ሓሳብ፡ ኣገዳስነት ሓድነት የጕልሕ።

የሆዋ ንህዝቡ ብመገዲ ህይወት ይመርሖም

ካብ ኣምላኽ መምርሒ ኽንረክብ ከም እንደሊ ብኸመይ ከነርኢ ንኽእል፧

ኣብ ጉባኤኻ ኽትሕግዝ ትኽእልዶ፧

ኣብ ጉባኤኻ ዄንካ መንፈስ ሚስዮናውነት ከተርኢ ትኽእልዶ፧

ንመንፈስ ነብያት ቅድሓዮ

ብስጋ ኽንደክም፡ ተስፋ ኽንቈርጽ፡ ኣሉታዊ ስምዒታት ኪስምዓና ወይ ከቢድ ዕዮ ኺውሃበና ኸሎ፡ እቲ ኸም እኒ ህዝቅኤልን ኤርምያስን ሆሴእን ዝኣመሰሉ ነብያት ዝሓደግዎ ኣብነት ኪሕግዘና ይኽእል እዩ።

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

ህዝቢ ኣምላኽ ብዓባይ ባቢሎን ተማሪኾም ዝነበሩ መዓስ እዮም፧ ሰይጣን ንየሱስ ኪፍትኖ ኸሎ፡ ብኣካል ናብ ቤተ መቕደስ ወሲድዎ ድዩ፧