ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ዑደት ቤት-ኤል

ቤት-ኤል ኢልና ኣብ እንጽውዖ ኣብያተ ጽሕፈትና ዑደት ክትገብር ብኽብሪ ንዕድመካ። ገሊኡ ኣብያተ ጽሕፈትና ብዘይ መራሕ ዑደት እዩ ዚግበር።

Tours Resumed: In many countries, we resumed tours of our branch offices on June 1, 2023. For details, contact the branch you would like to tour. Please do not visit if you test positive for COVID-19, display cold or flu-like symptoms, or have recently been exposed to someone who tested positive for COVID-19.

ናይጀርያ

ሓበሬታ ዑደት

ዑደት ሕዛእ

ሕዙእ ርአ ወይ ቀይር

ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ

ምርኢት

ኣብቲ በጻሕቲ ዚበጽሕዎ ቦታ፡ ብስእሊ ዚርአ ታሪኽ ዕዮ ስብከት ናይጀርያ ይርከብ። በጻሕቲ፡ ዕዮ ስብከት ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ክሳዕ ክንደይ ዕቤት ከም ዝገበረ ኺርእዩ ይኽእሉ እዮም። ብዘይካዚ፡ ብዛዕባ ቐንዲ ፍጻመታት ታሪኽ እቶም ኣብ ናይጀርያ ዚነብሩ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኪፈልጡ ይኽእሉ እዮም። እዚ ምርኢት እዚ፡ ኣብ ጨንፈር ናይጀርያ ንዚግበር ዕዮ ዚገልጽ ምርኢት እውን ዝሓዘ እዩ።

ኣድራሻን ቍጽሪ ተሌፎንን

ኣንፈት ሓብር