ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኤንሳይክሎፐድያ መጽሓፍ ቅዱስ

ኤንሳይክሎፐድያ መጽሓፍ ቅዱስ

ኢንሳይት ኦን ዘ ስክሪፕቸርስ ነቲ ብዛዕባ ብዙሕ ርእሰ ነገራት መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎካ ፍልጠት ዜዕምቝ ሰፊሕ ኤንሳይክሎፐድያ መጽሓፍ ቅዱስ እዩ። እዚ ንብሕታዊ መጽናዕቲ ጠቓሚ ንዋት እዚ፡ ብኣሽሓት ዚቝጸር ዝርዝር እታዋት ዝሓዘ እዩ፣ ገለ ኻብቲ ትሕዝቶኡ እዚ ዚስዕብ እዩ፦

  • ሰባት

  • ቦታታት

  • ኣትክልቲ

  • እንስሳታት

  • ኣገዳሲ ፍጻመታት

  • መጽሓፍ ቅዱሳዊ ቓላት

  • ባህርያት

  • ኣብ በዅሪ ቛንቋታት መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ቃላት

  • ኵሉ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ

ነዚ ናጻ ኤንሳይክሎፐድያ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ኢንተርነት ከተንብብ ትኽእል ኢኻ፣ ወይ ድማ ነቲ ኽልተ ጥራዛት እቲ ብወረቐት እተሓትመ ዚመስል PDF ከተራግፍ ትኽእል ኢኻ።