ንጥፈታት መጽናዕቲ

ንጥፈት መጽናዕቲ ኣራጊፍካ ሕተም እሞ፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እተጠቕሱ ሰባትን ቦታታትን ተምሃር። መልሲ እቲ ሕቶታት ጽሓፍ፡ ደሓር ንሓደ ኻብ ኣባላት ስድራ ቤትካ ነቲ መልስታት ኪርእየልካ ሕተቶ።