ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ግብሪ ሃዋርያት 21-22

“ፍቓድ የሆዋ ይኹን”

“ፍቓድ የሆዋ ይኹን”

21:8-14

ጳውሎስ ናብ የሩሳሌም ኪኸይድ መንፈስ ቅዱስ ይመርሖ ኸም ዘሎ ተዛረበ፣ ኣብኡ ድማ ጸበባ ይጽበዮ ነበረ። (ግብ 20:22, 23) ስለዚ፡ ካብ ጽቡቕ ሓሳብ እተበገሱ ክርስትያናት ከይከይድ ለመንዎ፣ ንሱ ግና፡ “ኣቱም እትበኽዩን ልበይ እትሰብሩን፡ እንታይ ትገብሩ ኣለኹም፧” በሎም። (ግብ 21:13) ንሕና እውን፡ ካልኦት ሰባት ንየሆዋ ምእንቲ ኼገልግሉ ኢሎም ጥቕሚ ርእሶም ምስ ዚስውኡ፡ ሓሳቦም ከነቐይሮም ክንፍትን የብልናን።