ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

6-12 ለካቲት

1 ዜና መዋእል 10-12

6-12 ለካቲት

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ፍቓድ ኣምላኽ ንምግባር ዘሎካ ባህጊ ኣሐይል”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 1ዜና 12:33—እቶም 50,000 ሰብ ዛብሎን እንታይ ሰናይ ኣብነት እዮም ሓዲጎም፧ (it-1 1058 ¶5-6)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ዜና 11:26-47 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት