ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

22-28 ለካቲት

ዘሁልቍ 5-6

22-28 ለካቲት

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ንናዝራውያን ብኸመይ ክትመስሎም ትኽእል፧”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘሁ 6:6, 7—ሲምሶን ነቶም ዝቐተሎም ምዉታት ድሕሪ ምትንካፉ ኸመይ ኢሉ ናዝራዊ ዀይኑ ኪቕጽል ይኽእል፧ (w05 15/1 30 ¶2)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘሁ 5:1-18 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት