ኣብ ስዊዘርላንድ፡ ኣሓት ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ቪድዮ የርእያ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ታሕሳስ 2019

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስን ብዛዕባ ዜሐጕስ ህይወትን ዚገልጽ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ብየሆዋ እተባረኹ ማእለያ ዘይብሎም ብዙሓት ህዝቢ

ክፍሊ እቶም ብዙሓት ህዝብን ካብቲ በረኸት ተኻፋሊ ኽትከውን እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

እቶም እተቐትሉ ‘ኽልተ መሰኻኽር’ ህያዋን ኰይኖም

ትርጉም እቲ ሃዋርያ ዮሃንስ ብዛዕባ እቶም ክልተ መሰኻኽር ዝረኣዮ ራእይ እንታይ እዩ፧

ክርስትያናዊ ህይወት

‘ምድሪ ነቲ ውሒዝ ወሓጠቶ’

የሆዋ ነቶም ብምኽንያት እምነቶም እተኣስሩ ዚሕግዞም ብኸመይ እዩ፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ነቶም ዜፍርሁ ኣራዊት ኣይትፍርሃዮም

በቲ ኣብ ራእይ 13 ዘሎ ኣራዊት ምእንቲ ኸይንጽሎ እንታይ ክንገብር ንኽእል፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንዅሉ ውግኣት ዚዛዝም ውግእ ኣምላኽ

ኣምላኽ ኪዋጋእ ዜድለዮ ስለምንታይ እዩ፧ ንሕናኸ ኽንድሕን እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

“እንሆ፡ ንዅሉ እሕድሶ ኣለኹ”

ኣምላኽ ንዅሉ ነገራት ዜሐድሶ ብኸመይ እዩ፧ እዚኸ እንታይ ማለት እዩ፧

ክርስትያናዊ ህይወት

ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ተዓጻጻፊ ኹን

ኣብ ኣገልግሎት ተዓጻጸፍቲ ኽንከውን እንኽእል ብኸመይ ኢና፧