ኣብ ቺያፓስ፡ መክሲኮ ዚነብራ ፈለምቲ ብቛንቋ ጾትዚል ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ የበስራ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ሕዳር 2016

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

መጽሔት ግምቢ ዘብዐኛ ንምብርካትን ኣብ ግዜና ብዛዕባ ዚፍጸም ትንቢት መጽሓፍ ቅዱስ ዚገልጽ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ንምክፋልን ዚሕግዝ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት። ነቲ ኣብነታት ተጠቒምካ ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ኽኢላ ሰበይቲ ይገልጽ

የሆዋ ነየናይ ባህርያት ምርዕውቲ ሓብቲ እዩ ኣኽቢሩ ዚርእዮ፧

ክርስትያናዊ ህይወት

“ሰብኣያ ኣብ ኣፍ ደገታት ከተማ ፍሉጥ እዩ”

ክኢላ ሰበይቲ ንሰብኣያ ኽብሪ ተምጽኣሉ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ብዅሉ ጻዕርኻ ተሓጐስ

ብዛዕባ ስራሕና ቕኑዕ ኣረኣእያ እንተ ኣልዩና፡ ብስራሕና ኽንሕጐስ ንኽእል ኢና።

ክርስትያናዊ ህይወት

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧—ብኸመይ ከም እትጥቀመላ

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ እንመርሓሉ እዋን ኣብዛ ይምህረና እትብሃል መጽሓፍ ንዘሎ ፍሉይ መዳያት ብኸመይ ክንጥቀመሉ ንኽእል፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

“ብመዓልትታት ንእስነትካ ነቲ ዓብዪ ፈጣሪኻ ዘክሮ”

መክብብ 12 ኣብ መዓልትታት ንእስነት ንዘሎ ኣጋጣሚታት ክንጥቀመሉ ብስእላዊ ዘረባ ትላበወና።

ክርስትያናዊ ህይወት

ኣቱም መንእሰያት፡ በቲ “ዓብዪ ኣፍ ደገ” ንምእታው ኣይትደንጕዩ

ኣብ ከም ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎት ዝኣመሰለ መንፈሳዊ ሸቶታት ክትጽመድ ምኸኣልካዶ፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

እታ ሹላማዊት—ክንመስላ ዚግባእ ሰናይ ኣብነት

እታ ሹላማዊት ንኣምለኽቲ የሆዋ ሰናይ ኣብነት ክትከውን ዝኸኣለት ብኸመይ እያ፧