ኣብ ቭየና፡ ኦስትርያ እተገብረ ፍሉይ ኣኼባ ዞባ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ሓምለ 2018

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ሕጕስቲ ስድራ ቤት ምእንቲ ኽትህልወና ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ከመይ ገይሩ ኸም ዚሕግዘና ዚገልጽ ንመርኣዪ ዚኸውን ተኸታታሊ ዝርርብ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ብልግሲ ስፈሩ

ለጋስ ሰብ ንኻልኦት ንምሕጋዝን ንምትብባዕን ተሓጒሱ ግዜኡን ጕልበቱን ጥሪቱን ይህብ እዩ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ሰዓብየይ ኩን—እንታይ የድሊ፧

‘በተን ናይ ቀደም ዝሓሻ መዓልትታት፡ ኣቓልቦና ኺስረቕ ከሎ ኣብ ምንታይ ኢና ኸነተዅር ዘሎና፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ምሳልያዊ ዛንታ እቲ ሕያዋይ ሳምራዊ

ሰዓብቲ የሱስ ንኻልኦት ሰባት፡ እንተላይ ነቶም ካባታቶም እተፈልዩ እውን ከይተረፈ ፍቕሪ ኼርእዩ ፍሉይ ጻዕሪ ኺገብሩ ኸም ዘለዎም እዩ ምሂርዎም።

ክርስትያናዊ ህይወት

ገለልትነት ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ (ሚክ 4:2)

ነቲ ዘየዳሉ ኣምላኽና ብምምሳል፡ ንዅሉ ዓይነት ሰብ ሰናይ ክንገብር ክንጽዕር ኣሎና።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

“ንስኻትኩም ካብ ብዙሓት ጨራሩ ትበልጹ ኢኹም”

ነቶም እተሰጕጉ ሓልዮት ብምርኣይ ንየሆዋ ኽንመስሎ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ምሳልያዊ ዛንታ እቲ ዝጠፍአ ወዲ

ካብቲ ምሳልያዊ ዛንታ እቲ ዝጠፍአ ወዲ ብዛዕባ ጥበብ፡ ብዛዕባ ትሕትና፡ ኣብ የሆዋ ኣምላኽ ብዛዕባ ዘሎና ምትእምማን እንታይ ትምህርትታት ክንምሃር ንኽእል፧

ክርስትያናዊ ህይወት

እቲ ዘራዊ ወዲ ተመሊሱ

ካብዛ ቪድዮ እዚኣ እንታይ ኣገዳሲ ትምህርትታት ኢና ኽንምሃር እንኽእል፧