ናብ ትሕዝቶ ኺድ

የሆዋ ንህዝቡ የናግፎም

እቲ ኻብ ዘጸኣት ምዕራፍ 3 ኽሳብ 15 ዘሎ ዛንታ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብእምነት እንተ ተጻዊርና፡ እቲ ንቐይሕ ባሕሪ ዝመቐለ ኣምላኽ፡ ንዓና እውን ኬናግፈና ኸም ዚኽእል ዜረጋግጽ እዩ።

ኣብ ዘጸኣት 3:1-22፣ 4:1-9፣ 5:1-9፣ 6:1-8፣ 7:1-7፣ 14:5-10, 13-31፣ 15:1-21 እተመስረተ።