ናብ ትሕዝቶ ኺድ

“ትባዕን በርትዕን ስራሕን”!

ንዜጨንቕ ኵነታት ንምስጋር ብየሆዋ ኽንእመን ኣሎና። እምንቶ ዳዊት ከመይ ገይራ ብተግባር ከም እተሰነየት ርአ።

ኣብ 1 ዜና መዋእል 28:1-20፣ 1 ሳሙኤል 16:1-23፣ 17:1-51 እተመስረተ

 

እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ

ግምቢ ዘብዐኛ

ዳዊት—“እቲ ውግእ ናይ የሆዋ እዩ”

ዳዊት ንጐልያድ ኬሰንፎ ዘኽኣሎ እንታይ እዩ፧ ካብ ታሪኽ ዳዊት እንታይ ንምሃር፧