ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ዩኒቨርስ ተፈጢሩ ድዩ፧

ዩኒቨርስ ተፈጢሩ ድዩ፧

ዩኒቨርስ ሰፊሕን ድንቅን እዩ። እሞ ደኣ እዚ ዅሉ ብኸመይ ጀሚሩ፧ እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ መበቈል ዩኒቨርስ ዚገልጸልና ነገር ኪእመን ዚኽእል ድዩ፧