‘ኣምላኽ ብርግጽ ጐይታን ክርስቶስን ገይርዎ’

ምስ ግዜ፡ ጥርጣረታት ኪልዓል፡ እምነት እውን ክትዳኸም ትኽእል እያ። ኣብቲ እቲ ተስፋ እተገብረሉ መሲሕን ንጉስ መንግስቲ ኣምላኽን ዝዀነ የሱስ ዘሎካ እምነት ኣደልድል።

‘ኣምላኽ ብርግጽ ጐይታን ክርስቶስን ገይርዎ’ (1ይ ክፋል)

ኣምላኽ ንየሱስ፡ ጐይታን ክርስቶስን ከም ዝገበሮ ዘእመነካ እንታይ እዩ፧

‘ኣምላኽ ብርግጽ ጐይታን ክርስቶስን ገይርዎ’ (2ይ ክፋል)

ኣብ የሱስ ድልዱል እምነት ከተሕድር እንታይ ከም ዚሕግዘካ ርአ።