ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ዛንታ ዮናስ—ትምህርቲ ትብዓትን ምሕረትን

ነብዪ ዮናስ ነቲ የሆዋ ንነነዌ ኸተማ ኣሶራውያን ፍርዲ ኺሰብኽ ዝሃቦ ትእዛዝ ጥሒሱ እዩ፣ ኰይኑ ግና፡ ኣብቲ ድሕሪኡ ዘጋጠሞ ዜደንቕ ፍጻመታት፡ ናይ ሓቂ ትርጉም ትብዓትን ምሕረትን ተማሂሩ እዩ።

 

እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ

ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ

ዮናስ—ካብ ጌጋታቱ ተማህረ

ብዛዕባ እቲ ኻብ የሆዋ ዚውሃበካ ዕዮ፡ ከም ዮናስ ፍርሂ ተሰሚዑካዶ ይፈልጥ፧ ዛንታ ዮናስ ብዛዕባ ትዕግስትን ምሕረትን የሆዋ ይምህረና እዩ።

ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ

ዮናስ—ብዛዕባ ምሕረት ተማህረ

ዛንታ ዮናስ ንርእስና ብቕንዕና ኽንምርምራ ዚሕግዘና ብኸመይ እዩ፧