መጽናዕቲ 6 ኣወዓዕላ ጥቕስታት ነጺሩ ኣጻውት ኣወዓዕላ ጥቕስታት ነጺሩ ጥቕሲ መጽሓፍ ቅዱስ ዘንበብካሉ ምኽንያት ሰማዕትኻ ምእንቲ ኺርድኦም፡ ጥቕሲ ኸተንብብ ከለኻን ድሕሪኡን እንታይ ክትገብር ኣሎካ፧ እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ ዝሓለፈ ዚቕጽል እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ ምንባብን ምምሃርን—ኣወዓዕላ ጥቕስታት ነጺሩ እቲ ዘንበብካዮ ጥቕሲ መጽሓፍ ቅዱስ ምስቲ ኸተመሓላልፎ ዝደለኻ ነጥቢ ብኸመይ ኸም ዚተኣሳሰር ንሰማዕትኻ ኣነጽረሎም። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ኣወዓዕላ ጥቕስታት ነጺሩ ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ—ቪድዮታት ኣወዓዕላ ጥቕስታት ነጺሩ ትግርኛ ኣወዓዕላ ጥቕስታት ነጺሩ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1102019357/univ/art/1102019357_univ_sqr_xl.jpg