ናይ ፈለማ መዝሙራት

በዚ ንመንፈሳዊ ውርሻና ዘሎና ሞሳ ዚገልጽ መዝሙራት ተሓጐስ።

ኣትብዓኒ

የሆዋ ንዜጋጥመና ዝዀነ ይኹን ፈተና ኽንዋጽኣሉ፡ የትብዓና።

ዘይተቋርጽ ፍቕሪ

ካብ የሆዋ ዝዀነት ፍቕሪ ኸቶ ኣይተቋርጽን እያ። ሓጐስን ምጽንናዕን ተምጽኣልና እያ።

ናይ ዘልኣለም ሓጐስ

የሆዋ ሕጂ ዀነ ኣብ መጻኢ ናይ ሓቂ ምንጪ ሓጐስና እዩ።

ብእምነተይ

ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ዘተስፈዎም ዜደንቕ መጻኢ ብኣእምሮኻ ስኣሎ።

ኪሰፍን’ዩ ሰላም! (መዝሙር ኣኼባ ዞባ 2022)

ናብቲ ስግር ፈተናታትካ ዘሎ ኣምላኽ ዘተስፈዎ ናይ ሓቂ ሰላም ኣማዕዲኻ ጠምት።

“ኣይኪድንጕን’ዩ!” (መዝሙር ኣኼባ ዞባ 2023)

ንየሆዋ ብትዕግስቲ ኽትጽበዮ ኸለኻ፡ ንእሙናት ምሰሎም።

“ብስራት”! (መዝሙር ኣኼባ ዞባ 2024)

ካብ ቀዳማይ ዘመን ጀሚሩ ኽሳዕ ሕጂ፡ ሰባት ተሓጒሶም ብስራት ይሰብኩ ኣለዉ፣ እወ፡ ኣብዚ የሱስ ባዕሉ ዚመርሖን መላእኽቲ ድማ ብውልቂ ዚድግፍዎን ዘለዉ ኻብ ኵሉ ንላዕሊ ኣገዳሲ ዝዀነ ዕዮ ይካፈሉ ኣለዉ።