ግምቢ ዘብዐኛ ለካቲት 2014 | ንዓለም ዝቐየራ ውግእ

ቀዳማይ ውግእ ዓለም፡ ነዛ ዓለምና ሕንፍሽፍሽ ዘእተወላ ስለምንታይ እዩ፧ መልሲ እዛ ሕቶ እዚኣ፡ ብዛዕባ መጻኢና ዚሕብሮ ነገር ኣሎዶ፧

ገበር

ንዓለም ዝቐየራ ውግእ

እቲ “ዓብዪ ውግእ” ተባሂሉ እውን ዚጽዋዕ ቀዳማይ ውግእ ዓለም፡ ንዓለምና ኽሳዕ ሎሚ እውን ብዚጸሉ መገዲ ዝቐየራ ብኸመይ እዩ፧

ገበር

ናይ ሓቂ ጠንቂ ውግእን መከራን

መጽሓፍ ቅዱስ ነቲ ኣብ ሰማይ እተገብረ ውግእ ምስቲ ኣብ ምድሪ ዘጋጠመ ውግእ ዓለምን ጸገማትን ዜተሓሕዞ ብኸመይ እዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

“ምድሪ ገነት ከም እትኸውን ዚገልጽ ተስፋ፡ ንህይወተይ ቀዪርዎ”

ህይወት ኢቫርስ ቪጉሊስ፡ ኣብቲ ውድድር ሞተር ብሽክለታ ዜምጽኦ ዝናን ክብርን ውዕዉዕ ስምዒትን ዘተኰረ እዩ ነይሩ። ሓቅታት መጽሓፍ ቅዱስ ንህይወቱ ዝጸለዎ ብኸመይ እዩ፧

ትፈልጥዶ፧

እቲ ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዚዝውተር ዝነበረ ዓልወ እንታይ እዩ፧ ኣብ ቤተ መቕደስ የሩሳሌም እንታይ ዓይነት መስዋእቲ እዩ ተቐባልነት ነይርዎ፧

ሕቶታት ኣንበብትና

ኣምላኽ፡ ብርቱዓት ንድኹማት ኪገፍዕዎም ዚፈቅድ ስለምንታይ እዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣምላኽ ንግፍዒ ብዚምልከት እንታይ ይገብር ከም ዘሎን ኣብ መጻኢ እንታይ ከም ዚገብርን ይገልጽ እዩ።

ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ

ምጕዳል ፍትሒ እናሃለወ ኽነሱ፡ ጸንዐ

ግዳይ ግፍዒ ዄንካዶ ትፈልጥ፧ ኣምላኽ ንዅሉ ነገራት ኬተዓራርዮ ትህንጠዶ፧ ኣስኣሰር እቲ እሙን ዝነበረ ኤልያስ ብኸመይ ክትስዕብ ከም እትኽእል ርአ።

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ኣምላኽ ከም ዝመጸ ዚሕብር መርትዖ ኣሎዶ፧ ብኸመይ እዩ ተጻሒፉ፧

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

ኣብ ዓለም ሰላም ዘይተረኽበ ስለምንታይ እዩ፧

ደቂ ሰብ ኣብ ዓለም ሰላም ንምስፋን ዝገበርዎ ጻዕሪ ፈሺሉ እዩ። ከምኡ ዝዀነሉ ሓያሎ ምኽንያት ርአ።