ግምቢ ዘብዐኛ መስከረም 2013 | እዚ ዅሉ መከራ ዘሎ ስለምንታይ እዩ፧ መዓስከ እዩ ዜኽትም፧

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ መከራ እንታይ ይብል፧ ክሳዕ መዓስከ እዩ ኣብ ደቂ ሰብ ሰፊኑ ዚነብር፧

ገበር

ሓያሎ ንጹሃት ሰባት ሃሊቖም!

ኣብ ዓለም ብዘይ ፍትሒ፡ እዚ ዘይብሃል መከራ ኺፍጸም ንርኢ ኣሎና። ኣምላኽ ድዩ ዚውቀስ፧

ገበር

እዚ ዅሉ መከራ ዘሎ ስለምንታይ እዩ፧

ሓሙሽተ ናይ ሓቂ ጠንቂ እዚ ሎሚ ዘሎ መከራን ናይ ሓቂ ምንጪ ተስፋን እንታይ ምዃኑ ርአ።

ገበር

መከራ ዜኽትመሉ ግዜ ቐሪቡ!

ኣምላኽ ንዅሉ ጠንቂ መከራ ኼወግዶ ተመባጺዑ ኣሎ። ነዚ ብኸመይን መዓስን እዩ ዚገብሮ፧

ታሪኽ ህይወት

ብስጋ ድኻታት ብመንፈስ ግና ሃብታማት

ኣለክሳንደር ኡርሱ፡ ኣብ ሕብረት ሶቭየት ነበር እውን ከይተረፈ መንፈሳዊ ዕቤት ኪዕገት ከም ዘይከኣለ ባዕሉ ተመኪርዎ እዩ። ነቲ ባህ ዜብል ታሪኹ ኣንብቦ።

ቋንቋታትና ኻብ “ግምቢ ባቤል” ድዩ መጺኡ፧

ግምቢ ባቤል እንታይ እዩ፧ እቲ ናይ ሓቂ መበቈል ቋንቋ ደቂ ሰብ እንታይ እዩ፧

ንኣምላኽ ቅረቦ

“ኣምላኽ ሕጉስ ወሃቢ እዩ ዚፈቱ”

ንምሃብ ብዚምልከት፡ ድራኸ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ ምዃኑ ርአ።

ንደቅኻ ምሃሮም

ኣምላኽ ኪጕሂ ይኽእል እዩ—ብኸመይ ከነሐጕሶ ንኽእል፧

ስምዒት የሆዋ ኽትትንክፍ ከም እትኽእል ትፈልጥዶ፧ ኣዳምን ሄዋንን ብተግባራቶም ንኣምላኽ ብኸመይ ከም ዘጕሃይዎ ፍለጥ።

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዜሐጕስ ሓዳር ንኽንሃንጽ ዚህበና ምኽሪ ይዓዪ እዩ። ከመይሲ፡ ምንጩ፡ እቲ መስራቲ መውስቦ ዝዀነ የሆዋ ኣምላኽ እዩ።

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

ዕዮ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብኸመይ እዩ ዚምወል፧

ነቲ ብዙሓት ኣብያተ ክርስትያን ዚጥቀማሉ ሜላታት ኣይንጥቀምን ኢና።