መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2012

መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2012

መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2012

እቲ ዓንቀጽ ዚርከበሉ ዕለት ሕታም

መጽሓፍ ቅዱስ

ህይወት ሰባት ይቕይር፡ 1/1፡ 1/2፡ 1/4፡ 1/5፡ 1/7፡ 1/8፡ 1/10፡ 1/11

ማሪታዊ ኣጠቓቕማ፡ 15/12

ስዋሂሊ፡ 1/9

ብዛዕባ መጻኢ ይንበ ድዩ፧ 1/1

ንመንእሰያት፡ 1/1፡ 1/4፡ 1/7፡ 1/10

ካቨርድ ዘዳለዎ መጽሓፍ ቅዱስ እንግሊዝኛ፡ 1/6

ፍሉይ፡ 1/6

ታሪኽ ህይወት

ሕጂ ነቲ ዜምልኾ ኣምላኽ እፈልጦ እየ (ማርየታ ባኩድዮ)፡ 1/9

ቃል ኣምላኽ ኣብ ሓንቲ ስድራ ቤት ሂንዱ ዘሕደሮ ሓያል ጽልዋ (ናሊኒ ጎቪንድሳሚ)፡ 1/10

ብዕድመ ምስ ዝደፍኡ ለባማት ኣሕዋት እቀራረብ ነበርኩ (ኢልቫ ጀርዲ)፡ 15/5

ንሰብዓ ዓመት፡ ዘፈር ክዳን ኣይሁዳዊ ሓዝኩ (ለናርድ ስሚዝ)፡ 15/4

ን60 ዓመት ዝጸንሐ ዕርክነት (ሎወል ተርነር፡ ዊልያም ካስተን፡ ሪቻርድ ከልሲ፡ ራሞን ቴምፕልቶን)፡ 15/10

ኣብ መወዳእታ ናይ ሓቂ ናጽነት ረኸብኩ! (ማርያ ኪሊን)፡ 1/12

“ኣብ የማናይካውን ንዘለኣለም ብጽእና ኣሎ” (ሎይስ ዲደር)፡ 15/3

ካብቲ ቕዱስ ኣገልግሎትና ዝፈለጥናዮ “ምስጢር” (ኢሊቪያ ራንድርያሙራ)፡ 15/6

የሆዋ ኣዒንተይ ከፊቱለይ (ፓትሪስ ኦየካ)፡ 1/6

የሆዋ ፍቓዱ ኽገብር ምሂሩኒ (ማክስ ሎይድ)፡ 15/7

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ለውሃት ንመረረት ተልዝቦ፡ 15/6

“ሓሳብ ልበይ ሰሚሩለይ” (ፈላምነት)፡ 15/7

“ሓንሳእዶ ትስእለና፧” (መክሲኮ)፡ 15/3

ሕታም መጽናዕቲ (ግምቢ ዘብዐኛ)፡ 15/1

ስነ ስርዓት ምረቓ ጊልዓድ፡ 1/2፡ 1/8

‘ቅድሚኡ ተሰሚዑ ዘይፈልጥ ዝበለጸ መልእኽቲ’ (ሬድዮ ካናዳ)፡ 15/11

ቤት ፍርዲ ኤውሮጳ፡ ብምኽንያት ሕልናኦም ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ንዚኣብዩ ደጊፉ (ቫሃን ባያትያን)፡ 1/11

ብቕልል ዝበለ እንግሊዝኛ (ግምቢ ዘብዐኛ)፡ 15/12 ብዛዕባ ቓል ኣምላኽ ብትብዓት ኣዊጆም፡ 15/2

ተረፎም ጐደሎ ይምልእ (ውጽኢት)፡ 15/11

‘ተጠማቲት ከም ዝኸውን ገበረኒ’ (ዳውን-ሞባይል)፡ 15/2

ቲኦክራስያዊ ኣብያተ ትምህርቲ፡ 15/9

“ታሪኽ ኣይሕሱን እዩ” (ኢስቶንያ)፡ 1/12

“ንልብኹም ሓልውዎ!” ኣኼባታት ኣውራጃ፡ 1/5

‘ከመይ ገይረ እየ ኽሰብኽ ዝኽእል፧’ (መልመስቲ ዘለዋ)፡ 15/1

ካብ ቤት ናብ ቤት እንሰብኽ ስለምንታይ ኢና፧ 1/6

‘ካብ ኣፍ ቈልዑ’ (ሩስያ፡ ኣውስትራልያ)፡ 15/10

ካብ  . . . እተላእከት ደብዳበ፡ 1/3፡ 1/6፡ 1/9፡ 1/12

ክቡር ታሪኻዊ ነገራት ምዕቃብ፡ 15/1

ኮልፖርተራት፡ 15/5

ዓመታዊ ኣኼባ፡ 15/8

ዘመናውያን ኣዝቴክ፡ 1/3

ደቂ ኣንስትዮ ዝዀና ኣገልገልቲ ኣለዋኦም ድየን፧ 1/9

ዶብ ዘይግድቦ ርክብ (ፖርቱጋል፡ ስጳኛ፡ ፈረንሳ)፡ 1/1

ፈትዮም ይመጹ (ብራዚል)፡ 15/10

ፈትዮም ይመጹ (ኢኳዶር)፡ 15/7

ፒልግሪም፡ 15/8

እተፈላለየ

ሃይማኖትን ፖለቲካን፡ 1/5

ሓረስታይ (ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ)፡ 1/5

ሓተታ መናፍስቲ፡ 1/3

መለለዪ ናይ ሓቂ ክርስትና፡ 1/3

መስመር ወለዶ ኣይሁድ፡ 1/6

መንፈሳውያን ፍጡራት ይጸልዉና ድዮም፧ 1/7

መዓልቲ ፍርዲ፡ 1/9

መጀመርታ ኣብ ኣእምሮኻ እተቐርጸ ኣተሓሳስባ፡ 1/3

“መጋባእያ” (ግብ 18:12)፡ 1/5

ሙዚቀኛታት፡ መሳርያታቶም (ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ)፡ 1/2

ምስ ኣመንቲ ብጾት ጥራይ ክንምርዖ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ 1/7

ምድሪ ኽትጠፍእ ድያ፧ 1/2

ሞት እሙናት ‘ክቡር’ እዩ፡ 15/5

ስላሴ፡ 1/3

ሸሞንተ ነገስታት ተፈሊጦም፡ 15/6

ቅንኢ፡ 15/2

ብልሽውና የኽትም ደዀን ይኸውን፧ 1/10

ብዛዕባ ሃይማኖት ዚገልጽ ብስራት፡ 1/5

ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ደብዳበታት ብኸመይ ይለኣኽ ነበረ፧ 1/9

ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበረ ሕብርን ዓለባን፡ 1/3

ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበረ ብርዕን ቀለምን፡ 1/11

ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበረ ዅሕለ ምሕሊ፡ 1/12

ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበረ ወረቐት፡ 1/7

ብግዜ የሱስ፡ ኣብ እዋን ቀብሪ ሻምብቆ ይንፋሕ ነይሩዶ፧ 1/2

ብጥበብን ብትብዓትን ጥቕሚ ርእሳ ብምስዋእን ስጕምቲ ወሰደት (ኣስቴር)፡ 1/1

ተሰሎንቄ፡ 1/6

ተኣምራት፡ 1/8

ትንባኾ፡ 1/8

“ናብ እትኸድዮ እኸይድ” (ሩት)፡ 1/7

ናታን—እሙን ተሓላቒ ንጹህ ኣምልኾ፡ 15/2

ንዘለኣለም ክትነብር ትኽእልዶ፧ 1/10

“ንዘይተፈልጠ ኣምላኽ” ዚብል መሰውኢ፡ 1/3

ኣሓሽዌሮስ (ናይ ኣስቴር)፡ 1/1

ኣርማጌዶን፡ 1/2

ኣብ መዝሓሊ እተኸዘነ ድቂ፡ 15/12

ኣብርሃም፡ 1/1

ኣብ ሳንቃ ኣፍ ልቢ ሊቀ ኻህናት ዝነበረ ኣእማን፡ 1/8

ኣብ እስራኤል ዚካየድ ዝነበረ ንግዲ፡ 1/9

ኣብ ክንዲ ብኖራ ብቕጥራን፡ 1/7

ኣብ ጥንታዊት ግብጺ ዝነበረ ሕጡብ፡ 1/1

ኣብ ጸብጻብ ወንጌላት እተጠቕሰ ሃና፡ 1/4

ኣንግሎ ኣመሪካ ሻውዐይቲ ሓይሊ ዓለም ዝዀነት መዓስ እያ፧ 15/6

ኣከብቲ ቐረጽ (ቀዳማይ ዘመን)፡ 1/3

እምነት ስምዒታዊ ምርኩስ ድዩ፧ 1/11

እንደገና እምነት ምሕዳር (ድሕሪ ዝሙት)፡ 1/5

ካብ በዓል ልደት ዚበልጽ፡ 1/12

ክርስትያናት ቅድሚ 70 ድ.ክ. ድዮም ካብ ይሁዳ ሃዲሞም፧ 1/10

ኵሎም ጻድቃን ድዮም ናብ ሰማይ ዚኸዱ፧ 1/8

ወይኒ ኸም መድሃኒት፡ 1/8

ዕዉት መጻኢ ምረጽ፡ 1/5

“ዕዮኹም ዓስቡ ኺረክብ እዩ” (ኣሳ)፡ 15/8

“ዘይከኣል”—እንታይ ማለት እዩ፧ 1/6

ዜዕቍብን ዚናብን ጽኑዕ ኣቦ (ዮሴፍ)፡ 1/4

ዝነከየ ኣታዊ፡ 1/6

ዝጠፍአት ድሪም፡ 1/12

“ደቂ ነብያት፡” 1/10

“ደጊ ሰበይቲ” (ሩት)፡ 1/10

ገሊኣቶም ብዓል ልደት ዘየብዕሉ ስለምንታይ እዮም፧ 1/12

ገፋፍ ዓሳ (ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ)፡ 1/8

ጓሳ (ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ)፡ 1/11

ጥንቲ ትነብር ከም ዝነበርካ ዲኻ እትኣምን፧ 1/12

ጨው መቐረቱ እንተ ኸደኸ፧ (ማቴ 5:13)፡ 1/12

ጳውሎስ ዚሰፍዮ ዝነበረ ድንኳን፡ 1/11

ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን

ለውሃት፡ 1/9

ሓጐስ ካብ መውስቦ ጥራይ ድዩ ዚርከብ፧ 1/10

ስእለ ጽዩፍ ኬወግድ ይኽእል ድዩ፧ 15/3

ብኸመይ ኢኻ ምኽሪ እትህብ፧ 15/3

ንዓይ ዚኸውን ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ 1/2፡ 1/5፡ 1/8፡ 1/11

ንደቅኻ ምሃሮም፡ 1/3፡ 1/6፡ 1/9፡ 1/12

ንጽል ናይ ምዃን ውህበት፡ 15/11

ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ክርስትያናት ኣብ ፖለቲካ ይኣትዉ ነይሮምዶ፧ 1/5

እዋን መጽናዕቲ፡ ባህ ዜብልን ውጽኢታውን፡ 15/1

‘ካብ ማይ ብሑቝ ፈሪሳውያን ርእስኹም ሓልዉ፡’ 15/5

ክርስትያናት ዚጥመቑ ስለምንታይ እዮም፧ 1/4

ውዕል ማሕላ ተኣማንነት፡ 15/12

ዕዳ፡ 1/11

ዝባጽሐ ውሉድካ ንእምነትካ ኣብ ሕቶ ምስ ዜእትዎ፡ 1/2

“ጥበባዊ መምርሒ” ድለ፡ 15/6

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

“ሓደ የሆዋ” ንስድራ ቤቱ ይእክቦም፡ 15/7

መንፈስ ትሕትና ኣማዕብል፡ 15/11

“ምሳኻትኩም እየ፡” 15/8

“ምግባር ፍቓድካ ምሀረኒ፡” 15/11

“ስደተኛታት” ኴንና ንቐጽል፡ 15/12

ብሃይማኖት ኣብ እተኸፋፈለት ስድራ ቤት፡ ሓጐስ ኪሰፍን ይኽእል፡ 15/2

“ብመንፈስ ቅዱስ ተመሪሖም፡” 15/6

ብተስፋና ንተሓጐስ፡ 15/3

ብናይ ሓቂ ኣምልኾ ዝሓበሩ “ስደተኛታት፡” 15/12

ብኸመይ ንቑሕ ከም እትኸውን፡ ካብ ሃዋርያት የሱስ ተምሃር፡ 15/1

ነቲ ሎሚ ዜጋጥመካ ጸበባ ተቢዕካ ተጻወሮ፡ 15/10

ነቲ ውህበት ኣምላኽ ዝዀነ መውስቦ ብሓቂ ተማስወሉ ዲኻ፧ 15/5

ነቲ የሱስ ንቑሕ ብምዃን ዝሓደጎ ኣብነት ስዓቦ፡ 15/2

ናይ ህጹጽነት መንፈስካ ኣይተጥፍእ፡ 15/3

ናይ ሓቂ ክርስትያናት ንቓል ኣምላኽ የኽብርዎ፡ 15/1

ንሓድሕድኩም ይቕረ ተበሃሃሉ፡ 15/11

ንሰባት ‘ካብ ድቃስ ኪበራበሩ’ ሓግዞም፡ 15/3

ንሽሕ ዓመትን ብድሕሪኡን ዚህሉ ሰላም፡ 15/9

ንኣምላኽ ሓርነት ኣገልግሎ፡ 15/7

ንኣምላኽ ተኣዘዞ፡ ካብቲ ዚመሓሎ ማሕላ ኸኣ ተጠቐም፡ 15/10

ንኣወንታዊ መንፈስ እታ ክርስትያናዊት ጉባኤ ዓቅቦ፡ 15/2

ንኣገልግሎት የሆዋ ኸተቐድም ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ 15/6

ንዅሎም ደቂ ሰብ ዚጠቅም ናይ መንግስቲ ኽህነት፡ 15/1

ንየሆዋ ብምሉእ ነፍስኻ መስዋእቲ ኣቕርበሉ፡ 15/1

ንየሆዋ ብፍጹም ልቢ ኣገልግሎ፡ 15/4

“ንድሕሪት” ኣይትርአ፡ 15/3

ኣብ ህይወትካ ናይ ሓቂ ኣሳልጦ ርኸብ፡ 15/12

ኣብ ሓዳርካ ጸገም እናሃለወ ኽነሱ፡ ኣወንታዊ ኣረኣእያ ይሃሉኻ፡ 15/5

ኣብቲ ኣምላኽ “ዘመናትን ወርሓትን” ዝዀነ የሆዋ ተወከል፡ 15/5

እሙን መጋቢ ኢኻ፡ 15/12

“እታ . . . መዓልትን ሰዓትን ኣይትፈልጡን ኢኹም፡” 15/9

እንታይ ዓይነት መንፈስ ኢኻ እተርኢ፧ 15/10

‘እወ’ ዝበልካዮ፡ እወ ይኹን፡ 15/10

እዛ ዓለም እዚኣ እትጠፍእ ብኸመይ እያ፧ 15/9

ከም ዜጋ መንግስቲ ኣምላኽ ኴንካ ንበር፡ 15/8

“ካብ መንከ እየ ዝስምብድ፧” 15/7

ካብ መፈንጠራ ድያብሎስ ተጠንቀቕ! 15/8

ካብ ‘ምስሊ ሓቂ’ ተምሃር፡ 15/1

ካብ ትዕግስቲ የሆዋን የሱስን ተምሃር፡ 15/9

ክብሪ የሆዋ ተንጸባርቕዶ ኣለኻ፧ 15/5

‘ወዲ ንኣቦ ኺገልጾ ይፈቱ፡’ 15/4

የሆዋ ነቶም ሕጉሳት ህዝቡ ይእክቦም፡ 15/9

የሆዋ ናብቲ ናይ ሓቂ ሓርነት ይምራሕካ፡ 15/7

የሆዋ ንህዝቡ ብኸመይ ከም ዜድሕኖም ይፈልጥ እዩ፡ 15/4

የሆዋ ንኽንድሕን ይሕልወና፡ 15/4

የሆዋ “እቲ ቐልጢፉ ኪኸውን ዘለዎ” ይገልጽ፡ 15/6

የሆዋ ይቕረ በሃሊ ምዃኑ፡ ንዓኻ እንታይ ትርጕም ኣለዎ፧ 15/11

የሆዋ—“ገላጺ ምስጢራት፡” 15/6

የሱስ ኣርኣያ ትሕትና ሃበ፡ 15/11

ጥልመት—ኣብ ዳሕሮት መዓልትታት ንነብር ከም ዘለና ዚሕብር ምልክት፡ 15/4

ጸኒዕካ ብምቛም ካብ መጻወድያ ሰይጣን ርሓቕ! 15/8

“ጽናዕን ኣዚኻ ትባዕን፡” 15/2

የሆዋ

ሰማዕ ጸሎት፡ 1/7

ብዛዕባ ደቂ ኣንስትዮ ይግደስ ድዩ፧ 1/9

ንሰባት ኣብ ገሃነም እሳት ኣእትዩ ድዩ ዚቐጽዖም፧ 1/10

ንስሙ እንጥቀመሉ ስለምንታይ ኢና፧ 1/6

ንኣምላኽ ቅረቦ፡ 1/1፡ 1/2፡ 1/3፡ 1/4፡ 1/5፡ 1/6፡ 1/7፡ 1/8፡ 1/9፡ 1/10፡ 1/11፡ 1/12

ንኣምላኽ እንታይ ኢልካ ምሓተትካዮ፧ 1/11

ንኣብርሃም፡ ወዱ ንኺስውኣሉ ዝሓተቶ ስለምንታይ እዩ፧ 1/1

ንየሱስ ናብ ምድሪ ዝለኣኾ ስለምንታይ እዩ፧ 1/12

ኣቦ፡ 1/7

ውድብ ዝገበረ ስለምንታይ እዩ፧ 1/2

ዓለምለኻዊት መንግስቲ ኬቕውም ድዩ፧ 1/11

የሱስ ክርስቶስ

መዓስ ነጊሱ፧ 1/8

ብዛዕባኡ ዚለዓል ሕቶታትን መልስታቱን፡ 1/4

ብዛዕባ ፖለቲካ ዝነበሮ ኣረኣእያ፡ 1/5

ትርጕም እቲ፡ “ክልተ ምዕራፍ ምስኡ ኺድ” ዚብል ቃላት (ማቴ 5:41)፡ 1/4

ነቲ “ኰዀብ” ዝለኣኾ መን እዩ፧ 1/4

ንሞት የሱስ ብኸመይ ክንዝክሮ ይግባእ፧ 1/3

ኣቡኸሪፋዊ ወንጌላት፡ 1/4

ኣይሁድ ብኣማውታኡ እተዓንቀፉ ስለምንታይ እዮም፧ 1/5

የሱስ፡ ኵሉ ዚኽእል ኣምላኽ ድዩ፧ 1/4

ገበን እቶም ምስ የሱስ እተሰቕሉ ገበርቲ እከይ፡ 1⁄2