ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ታሕሳስ 2012

ንማሪታዊ ኣጠቓቕማ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠንቀቐሉ

ገሊኦም መጽሓፍ ቅዱስ ኣስማታዊ ሓይሊ ኸም ዘለዎ ይኣምኑ። ንስኻኸ እንታይ ይመስለካ፧ ካብ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ ኽትጥቀም እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

ኣብ ህይወትካ ናይ ሓቂ ኣሳልጦ ርኸብ

ኣብ ህይወት ኣሳልጦ ምርካብ እንታይ ማለት እዩ፧ ኣብነት ንጉስ ሰሎሞንን ሃዋርያ ጳውሎስን ርአ።

እሙን መጋቢ ኢኻ

ኵሎም ንኣምላኽ ዜገልግሉ ሰባት መገብቲ እዮም። ሓላፍነቶም ኪፍጽሙ እንታይ ሰለስተ ነጥብታት ኪሕግዞም ይኽእል፧

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

ክርስትያናት ንምኽዛን ድቂ ብኸመይ ኪርእይዎ ይግባእ፧ ተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ ብሕጋዊ እንተ ዘይተምርዕዮም፡ ንጥምቀት ብቑዓት ኪዀኑ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧

ትዝክሮዶ፧

ነቲ ኣብዚ ቐረባ እዋን ዝወጸ ሕታማት ግምቢ ዘብዐኛ ብጥንቃቐ ኣንቢብካዮዶ፧ እንታይ ከም እትዝክር እስከ ርአ።

“ስደተኛታት” ኴንና ንቐጽል

ኣብዚ ስርዓት እዚ፡ “ስደተኛታት” ምዃን እንታይ የመልክት፧ ንዅሎም ናይ ሓቂ ክርስትያናት እንታይ ትጽቢት እዩ ዚግበረሎም፧

ብናይ ሓቂ ኣምልኾ ዝሓበሩ “ስደተኛታት”

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ከም ክፍሊ እቲ ኣህጉራዊ ሕውነት ዘለዎ ውድብ መጠን ብኸመይ ብሓድነት ይሰብኩ ኣለዉ፧

ብቕልል ዝበለ እንግሊዝኛ እትዳሎ ግምቢ ዘብዐኛ እተጀመረት ስለምንታይ እያ፧

ብቕልል ዝበለ እንግሊዝኛ እትዳሎ ግምቢ ዘብዐኛ ንዓበይትን ንቘልዑን ብኸመይ ከም ዝጠቐመቶም ኣንብብ።

መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2012

ዝርዝር እቲ ኣብ 2012 ኣብ ሕታማት ህዝብን መጽናዕትን ዝወጸ ዓንቀጻት።