ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ጥቅምቲ 2012

ፈትዮም ይመጹ ብራዚል

ዜተባብዕ ተመክሮ ናይ እቶም ዝያዳ ንኣምላኽ ንምግልጋል ናብ ካልእ ቦታ ዝገዓዙ ኣንብብ።

ነቲ ሎሚ ዜጋጥመካ ጸበባ ተቢዕካ ተጻወሮ

ዘጋጠመ እኳ እንተ ኣጋጠመና ተባዓትን ኣብ ኣወንታዊ ነገር እነተኵርን ክንከውን እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

እንታይ ዓይነት መንፈስ ኢኻ እተርኢ፧

ምስ ካልኦት ብሰላም ክንነብር እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ ካብቶም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከቡ ሰናይ ኣብነትን መለበምን ተምሃር።

ታሪኽ ህይወት

ን60 ዓመት ዝጸንሐ፡ ንዘለኣለም ድማ ዚቕጽል ዕርክነት

ናይ ሓቂ ዕርክነት ዝመስረቱ ኣርባዕተ ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልገልቲ ታሪኽ ህይወት ኣንብብ።

ንኣምላኽ ተኣዘዞ፡ ካብቲ ዝመሓሎ ማሕላ ኸኣ ተጠቐም

ካብቲ ኣምላኽ ዘተስፈዎ ተስፋታትን ዝመሓሎ ማሕላታትን ኪዳናትን እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧

‘እወ’ ዝበልካዮ፡ እወ ይኹን

ሓቀኛ ምዃን እንታይ የጠቓልል፧ ነቲ ኻብ ኵሉ ንላዕሊ ንኣምላኽ ዝኣተናዮ ቓል ብኸመይ ክንዕቅቦ ንኽእል፧

“ካብ ኣፍ ቈልዑ” ዝወጸ መተባብዒ

ኣብ ሩስያ ዚነብሩ ቘልዑ ብክርስትያን ብጾቶም ብኸመይ ከም እተተባብዑ ኣንብብ።