ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ነሓሰ 2020 እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 28 መስከረም–1 ሕዳር 2020 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ። ነታ “ናይ ሓቂ መሰረት ዘለዋ ኸተማ” ዲኻ እትጽበ ዘለኻ፧ ምስ ኣምላኽካ ብትሕትና ተመላለስ ፍቕርን ጥበብን ትዕግስትን ኣምላኽ ኣብ ትንሳኤ ይርአ ኣብ ጉባኤ የሆዋ ቦታ ኣሎካ! ነቲ ኻልኦት ኣብ ጉባኤ የሆዋ ዘለዎም ቦታ ኣኽብረሎም