ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ነሓሰ 2016

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 26 መስከረም ክሳዕ 23 ጥቅምቲ 2016 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ታሪኽ ህይወት

ብምሃብ ዝረኸብክዎ ሓጐስ

ሓደ እንግሊዛዊ መንእሰይ ኣብ ፖርቶ ሪኮ ሚስዮናዊ ዀይኑ ብምግልጋሉ ኣብ ህይወቱ ሓጐስ ረኺቡ እዩ።

ኣመሰራርታን ዕላማን መውስቦ

መውስቦ ኻብ ኣምላኽ እተዋህበ ውህበት እዩ ኺብሃል ይከኣል ድዩ፧

ዕዉት ክርስትያናዊ ሓዳር

ጽቡቕ ምኽሪ እንሆ።

ካብ ወርቂ ኣጸቢቑ ዚበልጽ ነገር ድለ

ህንጡያት ተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ ከም ደላይ ወርቂ ኪዀኑሉ ዚኽእሉ ሰለስተ መገድታት ርአ።

መንፈሳዊ ዕቤት ክትገብር ከም ዚግብኣካ ተስተውዕልዶ፧

ዕቤት ንምግባር እንታይ ክትገብር ከም እትኽእል ተምሃር።

ከተሰልጥን ከም ዚግብኣካ ተስተውዕልዶ፧

እንታይ ሸቶታት ኪስዕቡ ኢኻ ኽትሕግዞም እትኽእል፧

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

ተጻረርቲ የሱስ ብዛዕባ ምሕጻብ ኢድ ክርክር ዜልዕሉ ዝነበሩ ስለምንታይ እዮም፧

ካብ መዛግብትና

“ንየሆዋ ውዳሰ ዜምጽእ ፍረ አፍሪ ኣለኹ”

ኣብ ቀዳማይ ውግእ ዓለም፡ ተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ጕዳይ ክርስትያናዊ ገለልትነት ምሉእ ብምሉእ ዘይተረድኦም እኳ እንተ ነበሩ፡ ቅንዕናኦም ግና ሰናይ ፍረ ኣፍርዩ።