ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ሚያዝያ 2022

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 6 ሰነ–3 ሓምለ 2022 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 15

“ብቓል . . . ኣርኣያ” ዲኻ፧

ንኣኽላባተይ እተዋህቦም ብሽኮቲ

ኣብ ናይ ዓረብያ ምስክርነት እተጸምዱ ሰብ ሓዳር ንሓደ ሰብኣይን ንኣኽላባቱን ለውሃት የርእይዎም። እሞ ደኣ እዚ እንታይ ኣፍረየ፧

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ማሕላ እንታይ ይብል፧

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

ሓደ ክርስትያን ንሰበይቱ ብዘይቅዱስ ጽሑፋዊ መሰረት ፈቲሑ ንኻልእ እንተ ተመርዕዩ፡ እቲ ዝቐደመ መውስቦኡን እቲ ሓድሽ መውስቦኡን ኣብ ጉባኤ ብኸመይ ይርአ፧