ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ መስከረም 2022

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 7 ሕዳር–4 ታሕሳስ 2022 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 37

ንኣሕዋትካ እመኖም

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 38

እሙን ኩን

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

መን እዮም ኣብ ምድሪ ዚትንስኡ፧ እንታይ ዓይነት ትንሳኤኸ እዮም ዚረኽቡ፧

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

ሃዋርያ ጳውሎስ ንርእሱ ኸም “ቍላዕ” ገይሩ ኺገልጽ ከሎ እንታይ ማለቱ እዩ ነይሩ፧ (1 ቈረንቶስ 15:8)

ታሪኽ ህይወት

ብዛዕባ የሆዋ ኽምሃርን ክምህርን ምኽኣለይ ኣሐጒሱኒ

ታሪኽ ህይወት፦ ሊዮን ዊቨር ጁንየር