ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ሓምለ 2023

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 11 መስከረም–8 ጥቅምቲ 2023 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 29

ነቲ ብርቱዕ ጸበባ ተዳሊኻ ዲኻ፧

ኣብ 11-17 መስከረም 2023 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 30

ብፍቕሪ ዕበ

ኣብ 18-24 መስከረም 2023 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 31

“ጽኑዓት፡ ዘይትነቓነቑ ኹኑ”

ኣብ 25 መስከረም–1 ጥቅምቲ 2023 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 32

ንየሆዋ ምሰሎ—ሚዛናዊ ኹን

ኣብ 2-8 ጥቅምቲ 2023 ዚጽናዕ።

ትፈልጥዶ፧

ኣብ ዑናታት ጥንታዊት ባቢሎን እተረኽበ ሕጡባትን ኣሰራርሓኡን ንጸብጻብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚድግፍ ብኸመይ እዩ፧