መደብ ኣኼባ ዞባ 2020

መደብ እቲ ‘ኵሉ ሳዕ ተሓጐሱ’! ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር 2020።

ዓርቢ

ናይ ዓርቢ ኣኼባ ኣብ ፊልጲ 4:4 እተመስረተ እዩ—“ኵሉ ሳዕ ብጐይታ ተሓጐሱ። ደጊመ፡ ተሓጐሱ እብል ኣለኹ።”

ቀዳም

ናይ ቀዳም ኣኼባ ኣብ መዝሙር 105:3 እተመስረተ እዩ—“ብቕዱስ ስሙ ተመክሑ። ልቢ እቶም ንየሆዋ ዚደልይዎ ይተሓጐስ።”

ሰንበት

ናይ ሰንበት ኣኼባ ኣብ መዝሙር 37:4 እተመስረተ እዩ—“ብየሆዋ ኣዝዩ ደስ ይበልካ፣ ንሱ ኸኣ ትምኒት ልብኻ ኺህበካ እዩ።”

ንተኣከብቲ ዚኸውን ሓበሬታ

ንተኣከብቲ ኣኼባ ዞባ ዚኸውን ጠቓሚ ሓበሬታ።