መደብ ኣኼባ ወረዳ 2021-2022—ምስ ሓላው ወረዳ “እመኑ”! ምስ ሓላው ወረዳ ንዚግበር ኣኼባ ወረዳ ዚኸውን መደብ ቅድሚ ቐትርን ድሕሪ ቐትርን። መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ እዚ ሕቶታት እዚ፡ ኣብ እዋን ኣኼባ ወረዳ ኺምለስ እዩ።