ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ድሕሪት ገበር

ድሕሪት ገበር

ድሕሪት ገበር

እዛ መጽሓፍ እዚኣ ነቲ ብዛዕባ እዚ ዚስዕብ ጕዳያት ዚለዓል ሕቶታት መልሲ ትህብ፦

ኣንጻር ጾታ

ለውጥታት

ዕርክነት

ቤት ትምህርትን መዛኑኻን

ገንዘብ

ወለድኻ

ስምዒታትካ

መዘናግዒ

መንፈሳዊ ዕቤትካ

ክትኣምኖ እትኽእል ምኽሪ የድልየካ እዩ! መንእሰያት ዚሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን፡ 2ይ ጥራዝ፡ ነዚ እያ እተማልኣልካ። እታ ቐዳመይቲ ጥራዝ ካብ 80 ብዚበዝሕ ቋንቋታት ብልዕሊ 40 ሚልዮን ቅዳሓት ተሓቲማ እያ። እዛ ጥራዝ እዚኣ ኸምታ ቐዳመይቲ ጥራዝ፡ ኣብ ብዘላ ዓለም ምስ ዚርከቡ ኣማእታት መንእሰያት እተገብረ ቓለ-መጠይቓት ሒዛ ኣላ። እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ጽቡቕ ምኽሪ ሓጊዝዎም እዩ። ንዓኻ እውን ብኸመይ ኪሕግዘካ ኸም ዚኽእል ፍለጥ።

“ንጥበብ ኣጥርያ፡ ንምስትውዓል ኣጥርያ።”—ምሳሌ 4:5