ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ
  • ላስ ፐላስ፡ ኒከራግዋ—ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ይምህሩ

    ሓጺር ሓበሬታ—ኒከራግዋ

    • ብዝሒ ህዝቢ​—6,155,700

    • ብዝሒ ህዝቢ​—28,642

    • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ​—485

    • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ​—1 215

  • ኣቢጃን፡ ኮት ዲቭዋር—ንኣምላኽ ስምዓዮ ዘርእስታ ብሮሹር ትዕድል

    ሓጺር ሓበሬታ—ኮት ዲቭዋር

    • ብዝሒ ህዝቢ—23,842,311

    • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—11,133

    • ጉባኤታት—317

    • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 2,142

  • ፋዱስ፡ ሊክተንሽታይን—ብስራት ኣምላኽ ዘርእስታ ብሮሹር ይዕድሉ

    ሓጺር ሓበሬታ—ሊክተንሽታይን

    • ብዝሒ ህዝቢ—​37,623

    • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—​89

    • ጉባኤታት—​1

    • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—​1 ን​423

  • ማኒላ፡ ፊሊፒንስ—ኣብ ኢንትራሙሮስ መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ የካፍሉ

    ሓጺር ሓበሬታ—ፊሊፒንስ

    • ብዝሒ ህዝቢ—100,981,437

    • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—209,131

    • ጉባኤታት—3,315

    • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 483

ክፈት

"እዚ ብስራት መንግስቲ . . . ኣብ ኵላ ዓለም ኪስበኽ እዩ።"—ማቴዎስ 24:14።

ዕጾ

"እዚ ብስራት መንግስቲ . . . ኣብ ኵላ ዓለም ኪስበኽ እዩ።"—ማቴዎስ 24:14።

"እዚ ብስራት መንግስቲ . . . ኣብ ኵላ ዓለም ኪስበኽ እዩ።"—ማቴዎስ 24:14።

መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ኢንተርነት ኣንብብ

ንቕሑ!

ቍ. 5 2017 | ሓደጋ ምስ ዜጋጥም—ህይወት ኬድሕን ዚኽእል ስጕምትታት

ግምቢ ዘብዐኛ

ቍ. 5 2017 | መላእኽቲ ብሓቂዶ ኣለዉ እዮም፧ ስለምንታይከ የገድሰና፧

ናይ የሆዋ መሰኻኽር—እንታዎት ኢና፧

ብኣማእታት ካብ ዚቝጸር ዓሌትን ቋንቋን ዝመጻና እኳ እንተ ዀንና፡ ብሓደ ሓባራዊ ሸቶ ግና ስሙራት ኢና። ልዕሊ ዅሉ፡ ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሱ ዘሎን ንዅሉ ነገራት ዝፈጠረን የሆዋ ኸነኽብሮ ንደሊ ኢና። ንየሱስ ክርስቶስ ንኽንመስሎ ዚከኣለና ንገብር ኢና፣ ክርስትያናት ምዃንና እውን የሐብነና እዩ። ነፍሲ ወከፍና ንሰባት ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስን መንግስቲ ኣምላኽን ኪምሃሩ ኣብ ምሕጋዝ ኣዘውቲርና ግዜ ነሕልፍ ኢና። ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽን መንግስቱን ስለ እንምስክር ወይ ስለ እንዛረብ፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ተባሂልና ኢና እንፍለጥ።

ንወብ ሳይትና መርምሮ። መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ኢንተርነት ኣንብብ። ብዛዕባናን ብዛዕባ እምነትናን ብዝያዳ ፍለጥ።

 

መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ኽትምሃር ሕተት

ኣብ ዚጥዕመካ ግዜን ቦታን፡ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ተምሃር።

ክርስትያናዊ ቪድዮታት

ኣብ ኣምላኽ ዘላትካ እምነት ዜደልድል ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ ክርስትያናዊ ቪድዮታት።

ዕዮ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብኸመይ እዩ ዚምወል፧

እናዞርና ገንዘብ ከይኣከብናን ዕሽር ከየኽፈልናን፡ ዓለምለኻዊ ዕዮ ስብከትና ብኸመይ ይዓቢ ኸም ዘሎ ኣንብብ።

ኣኼባታት ጉባኤ ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ኣበይ ከም እንእከብን ብኸመይ ከም እነምልኽን ፍለጥ።

እዋናዊ

ኣብ ቀረባ እዋን እተወሰኸ ሕታማት ርአ።

ብቛንቋ ምልክት እተዳለወ ቪድዮ ርአ

ብቛንቋ ምልክት እተዳለወ ቪድዮ ተጠቒምካ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጽንዕ።