ናብ ትሕዝቶ ኺድ

የሆዋ በይኑ ናይ ሓቂ ኣምላኽ እዩ

ኣብ መበል 10 ዘመን ቅ.ክ.፡ ነቲ ቕድሚኡ ኣብ ዓለም ተራእዩ ዘይፈልጥ ኣብ መንጎ ሰናይን እከይን ዚግበር ኣዝዩ ዜደንቕ ግጥም ዚኸውን ሃዋህው ተፈጥረ። ኣብቲ ግዜ እቲ፡ ኤልያስ በቶም እምነት ዘይነበሮም ህዝብን በቲ ኸሓዲ ዝነበረ ንጉሶምን በቶም ቀተልቲ ነፍሲ ዝዀኑ ኻህናትን ተኸቢቡ እኳ እንተ ነበረ፡ በይኑ ግና ኣይነበረን። የሆዋ ኣብቲ ግዜ እቲ ንሱ በይኑ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ከም ዝዀነ ብኸመይ ከም ዘፍለጠን ሎሚ እውን ብኸመይ የፍልጥ ከም ዘሎን ተምሃር።

ኣብ 1 ነገስት 16:29-33፣ 1 ነገስት 17:1-7፣ 1 ነገስት 18:17-46፣ 1 ነገስት 19:1-8 እተመስረተ።