ዘይተጸበኻዮም ሰባት ኣዕሩኽ ኪዀኑኻ ይኽእሉ

ዘይተጸበኻዮም ሰባት ኣዕሩኽ ኪዀኑኻ ይኽእሉ

ኣብዛ ድራማዊት ቪድዮ፡ ኣኪል ካብ ኣዕሩኹ ተፈላልዩ ነይሩ እዩ። እንተዀነ ግና፡ ታሪኽ ዳዊትን ዮናታንን ዘይተጸበዮም ሰባት ኣዕሩኽ ኪዀንዎ ሓጊዝዎ እዩ።