ቆርኔሌዎስ ንጴጥሮስን ንብጾቱን ኣብ ደርቢ ቤቱ ናብ ዘላ ኽፍሊ ይመርሖም።

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ መጋቢት 2025

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 5 ግንቦት–8 ሰነ 2025 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 9

ከይደንጐኻ ተጠመቕ

ኣብ 5-11 ግንቦት 2025 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 10

ብኣተሓሳስባኻ ንየሆዋን ንየሱስን ምሰሎም

ኣብ 12-18 ግንቦት 2025 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 11

ብቕንኣት ብምስባኽ፡ ንየሱስ ምሰሎ

ኣብ 19-25 ግንቦት 2025 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 12

ብእምነት ተመላለስ

ኣብ 26 ግንቦት–1 ሰነ 2025 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 13

ኢድ የሆዋ ሓጻር ኣይኰነትን

ኣብ 2-8 ሰነ 2025 ዚጽናዕ።

ምኽሪ መጽናዕቲ

ነቲ መስትያት ብግቡእ ተጠቐመሉ

ከመይ ጌርካ ኢኻ ንመጽሓፍ ቅዱስ ከም መስትያት ክትጥቀመሉ እትኽእል፧