ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ነሓሰ 2025
እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 13 ጥቅምቲ–9 ሕዳር 2025 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።
ታሪኽ ህይወት
ካብ ሕንኪ ናብ ኣገልግሎት ሚስዮናውነት ዝገበርክዎ ጕዕዞ
ከመይ ገይራ እያ ማሪኣን ቨርትሆልዝ ንሕንካ ኣሰኒፋ ብሰባት እትግደስ ሚስዮናዊት ክትከውን ዝኸኣለት፧
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
እዚ ሕጂ ዚዕየ ዘሎ ዕዮ ስብከት መዓስ እዩ ዚውዳእ፧