እስራኤላውያን ሰብኡት ማይ ኪሰትዩ ኸለዉ፡ ጊዴዎን ይጥምቶም። ሓደ ኻባታቶም ኢዱ ናብ ኣፉ እናመለሰ ይሰቲ፡ እቶም ዝተረፉ ግና ብገጾም ናብቲ ማይ ተደፊኦም ይሰትዩ።

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ሰነ 2023

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 14 ነሓሰ–10 መስከረም 2023 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።