መቕድም
መቕድም
ብዙሕ ግዜ ሰባት ኣብ ስላሴ ንኣምን ኢና ይብሉ: እንተዀነ ግን: እቲ ብዛዕባ ስላሴ ዘለዎም ምርዳእ እተፈላለየ ኢዩ።
ብልክዕ: ስላሴ እንታይ ኢዩ፧
መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕብኡ ይምህር ድዩ፧
የሱስ ክርስቶስ እቲ ዅሉ ዝኽእል ኣምላኽን ናይ ስላሴ ክፍልን ድዩ፧