ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ቋንቋ ምረጽ ትግርኛ

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ንቕሑ!

ሕቶ፦ ንሓደጋታት ክትዳለወሉ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

ጥቕሲ፦ ምሳ 27:12

መፋለጢ፦ እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ቅድሚ ሓደጋን ኣብ እዋን ሓደጋን ድሕሪ ሓደጋን እንታይ ክንገብር ከም ዘሎና ትገልጽ።

ሓቂ ምሃር

ሕቶ፦ ንኣምላኽ ዘላትና ፍቕሪ ኸነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

ጥቕሲ፦ 1ዮሃ 5:3

ሓቂ፦ ትእዛዛቱ ብምሕላው፡ ንኣምላኽ ዘላትና ፍቕሪ ኸነርኢ ንኽእል ኢና።

ምዉታት ኪትንስኡ ድዮም፧ (T-35)

ሕቶ፦ ኣብ መላእ ዓለም ዚርከቡ ሓያሎ ቕኑዓት ሰባት፡ ብልዕን መስተን ብምድላው ንምዉታት ኣብ ዓዓመት ይዝክርዎም እዮም። ሞይቶም ንዘለዉ ሰብና ኽንረኽቦም እንኽእልዶ ይመስለካ፧

ጥቕሲ፦ ግብ 24:15

መፋለጢ፦ እዛ ትራክት እዚኣ፡ ብዛዕባ ተስፋ ትንሳኤ እንታይ ጥቕሚ ኼምጽኣልካ ኸም ዚኽእል ትገልጽ። [እንተ ተኻኢሉ፡ ነታ ንምዉታት ተስፋ ኣለዎምዶ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።]

ናይ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ

ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣገልግሎት ወፍሪ ንምድላው፡ ነቲ ኣቐዲሙ እተጠቕሰ ኣብነታት ተጠቐም።