ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ጥቅምቲ 2017

30 ጥቅምቲ–5 ሕዳር

ዮኤል 1-3

30 ጥቅምቲ–5 ሕዳር
  • መዝሙር 77ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ኣወዳትኩምን ኣዋልድኩምን ኪንበዩ እዮም”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ ዮኤል ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • ዮኤ 2:28, 29—ቅቡኣት ክርስትያናት ኣፈኛታት የሆዋ ዀይኖም የገልግሉ (w02 1/8 15 ¶4-5፣ jd-E 167 ¶4)

    • ዮኤ 2:30-32—ኣብታ እተፍርህ መዓልቲ የሆዋ፡ እቶም ስሙ ዚጽውዑ ጥራይ ይድሕኑ (w07 1/10 13 ¶2)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ዮኤ 2:12, 13—ብዛዕባ ናይ ሓቂ ንስሓ፡ ካብዘን ፍቕድታት እንታይ ንምሃር፧ (w07 1/10 13 ¶5)

    • ዮኤ 3:14—“ስንጭሮ ውሳነ” እንታይ እዩ፧ (w07 1/10 13 ¶3)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ዮኤ 2:28–3:8

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ካርድ ኣድራሻ JW.ORG

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ካርድ ኣድራሻ JW.ORG—እታ ካርድ ኣብ ዝሓለፈ ምብጻሕ ተዓዲላ ነይራ እያ። ነቲ ዝርርብ ቀጽሎ፡ ኣብ jw.org ካብ ዚርከብ ቪድዮታት ሓንቲ ብምልላይ ድማ ዛዝም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) lv 196-197 ¶3-5

ክርስትያናዊ ህይወት