ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ጥቅምቲ 2017

16-22 ጥቅምቲ

ሆሴእ 1-7

16-22 ጥቅምቲ
  • መዝሙር 108ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • የሆዋ ብተኣማንነት ብዚርአ ፍቕሪ ደስ ይብሎ—ንስኻኸ፧”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ ሆሴእ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • ሆሴ 6:4, 5—እስራኤላውያን ብተኣማንነት ስለ ዘየፍቀሩ፡ ንየሆዋ ኣጕሃይዎ (w10 15/8 25 ¶18)

    • ሆሴ 6:6—የሆዋ፡ በቲ እነርእዮ ተኣማንነት ይሕጐስ (w07 15/9 16 ¶8w07 15/6 27 ¶7)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ሆሴ 1:7—ቤት ይሁዳ እተማሕሩን ዝደሓኑን መዓስ እዮም፧ (w07 15/9 14 ¶7)

    • ሆሴ 2:18—እዚ ትንቢት እዚ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ኰነ ኣብ መጻኢ እንታይ መፈጸምታ እዩ ዘለዎ፧ (w05 15/11 20 ¶16፣ g05-E 8/9 12 ¶2)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ሆሴ 7:1-16

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) 1ዮሃ 5:3—ሓቂ ምሃር። ናብ ኣኼባታት ዓድሞ።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ዘዳ 30:11-14፣ ኢሳ 48:17, 18—ሓቂ ምሃር። jw.org ኣርእዮ። (mwb16.08 8 ¶2 ርአ።)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) lv 12-13 ¶16-18—ብኸመይ ልቡ ኸም እትትንክፍ ኣርኢ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 100

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ) ብሽማግለ ዚቐርብ መደረ። ኣብ ናይ 15 ሕዳር 2015 ግምቢ ዘብዐኛ፡ ኣብ ገጽ 14 እተመስረተ ናይ ሓሙሽተ ደቒቕ ቅዱስ ጽሑፋዊ መእተዊ ምስ ሃብካ፡ ነታ ብኤለክትሮኒካዊ መገዲ ወፈያ ዚግበረሉ ኣገባብ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪ እታ ቪድዮ፡ ኣብ jw.org፡ “ንዓለምለኻዊ ዕዮና ወፈያ ኽትገብር እትኽእለሉ መገዲ” ዘርእስቱ ኽፋል ኣርእዮም። ነቲ ኣብ ሃገርኩም ዚዓዪ ተዘርዚሩ ዘሎ ኣማራጺታት ከልሶ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 2 ሕ.ጽ. 13-22

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 32ን ጸሎትን