ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ጥቅምቲ 2016

24-30 ጥቅምቲ

ምሳሌ 17-21

24-30 ጥቅምቲ
  • መዝሙር 39ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ምስ ካልኦት ብሰላም ንበር”፦ (10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ምሳ 17:5—መዘናግዒና ብጥበብ ክንመርጽ ከም ዘሎና ዚገብር ሓደ ምኽንያት እንታይ እዩ፧ (w10 15/11 6 ¶17፣ w10 15/11 31 ¶15)

    • ምሳ 20:25—እዚ መሰረታዊ ስርዓት እዚ፡ ኣብ ወረዘን ኣብ መርዓን ዚውዕል ብኸመይ እዩ፧ (w09 15/5 15-16 ¶12-13)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ምሳ 18:14–19:10

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ወረቐት ዕድመ ኣኼባ ጉባኤ ኣበርክት። (inv)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) inv—ኣብ መደምደምታ ነታ ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እዩ ዚግበር፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋልጥ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) lv 57 ¶14-15—ነቲ ተምሃራይ ኣብ እዋን ኣኼባታት ንኣከዳድናን ንኣመለኻኽዓን ዚምልከት ኬመሓይሾ ዜድልዮ ነገር እንተ ኣልዩ ኼስተውዕል ሓግዞ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 35

  • ዕርቂ በረኸት የምጽእ፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ዕርቂ በረኸት የምጽእ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። (ቪድዮ ኣብ ትሕቲ ዚብል ክፋል፡ OUR MEETINGS AND MINISTRY ርአ።) ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተት፦ ሰላም ምስ ዚዝረግ እንታይ ነጥብታት ኢና ኸነወግድ ዘሎና፧ ንምሳሌ 17:9፣ ንማቴዎስ 5:23, 24 ኣብ ግብሪ ምስ እነውዕለን እንታይ በረኸት ኢና እንረክብ፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ገጽ 2-3መእ. 1-15

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 144ን ጸሎትን