ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ጥቅምቲ 2016

17-23 ጥቅምቲ

ምሳሌ 12-16

17-23 ጥቅምቲ
  • መዝሙር 11ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ‘ጥበብ ካብ ወርቂ ትበልጽ’፦ (10 ደቒቕ)

    • ምሳ 16:16, 17—ጥበበኛ ሰብ ንቓል ኣምላኽ የጽንዖን ይትግብሮን (w07 15/7 8)

    • ምሳ 16:18, 19—ጥበበኛ ሰብ ንትዕቢት ይነጽጎ (w07 15/7 8-9)

    • ምሳ 16:20-24—ጥበበኛ ሰብ ንዘረባኡ ንኻልኦት ንምሕጋዝ ይጥቀመሉ (w07 15/7 9-10)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ምሳ 15:15—ኣብ ህይወት ብኸመይ ዝያዳ ሓጐስ ክንረክብ ንኽእል፧ (11/13 16)

    • ምሳ 16:4—የሆዋ፡ ‘ንእኩይ ንዕላማኡ ዚገብሮ’ ብኸመይ እዩ፧ (w07 15/5 18-19)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ምሳ 15:18–16:6

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ዮሃ 11:11-14—ሓቂ ምሃር። ነቲ ሰብ ኣብ መወዳእታ ሰሙን ናብ ዚግበር ኣኼባ ዓድሞ።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ዘፍ 3:1-6፣ ሮሜ 5:12—ሓቂ ምሃር። ነቲ ሰብ ኣብ መወዳእታ ሰሙን ናብ ዚግበር ኣኼባ ዓድሞ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 191 ¶18-19—ነቲ ተምሃራይ ናብ ኣኼባ ዓድሞ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 20

  • ብኸመይ ጽቡቕ ሓሳብ ከም እትህብ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ዓርኪ የሆዋ ኹን—ሓሳብ ንምሃብ ተዳሎ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። (ቪድዮ ኣብ ትሕቲ ዚብል ክፋል፡ OUR MEETINGS AND MINISTRY ርአ።) ድሕሪኡ፡ ንእተመርጹ ቘልዑ ናብ መድረኽ ዓዲምካ ሕተቶም። እንህቦ ሓሳብ ንምድላው ዜድልዩ ኣርባዕተ ነጥብታት ኣየኖት እዮም፧ ሓሳብ ክንህብ ኣጋጣሚ እውን እንተ ዘይተዋህበና፡ ሕጉሳት ክንከውን እንኽእል ስለምንታይ ኢና፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 17 ሕ.ጽ. 11-22

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 28ን ጸሎትን