ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ጥቅምቲ 2016

 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ምሳሌ 7-11

“ልብኹም . . . ኣየልግስ”

“ልብኹም . . . ኣየልግስ”

ስርዓታት የሆዋ ኼዕቍበና ይኽእል እዩ። ካብኡ ምእንቲ ኽንጥቀም ድማ ኣብ ልብና ኸነስፍሮ ይግባእ። (ምሳ 7:3) ሓደ ኣገልጋሊ የሆዋ ልቡ ኼልግስ እንተ ፈቒዱ፡ በቲ ልዙብን መታለልን ሜላታት ሰይጣን ብቐሊሉ ኺጥቃዕ ይኽእል እዩ። ምሳሌ ምዕራፍ 7 ብዛዕባ ሓደ ልቡ ኼታልሎ ዝፈቐደ መንእሰይ ትገልጽ። ካብ ጌጋኡ እንታይ መለበሚ ንረክብ፧

  • ሰይጣን ካብ የሆዋ ምእንቲ ኼርሕቐና ነተን ሓሙሽተ ህዋሳትና ተጠቒሙ ኣብ ኣበሳ ኼውድቐና ይጽዕር

  • ጥበብን ኣእምሮን ንሳዕቤናት ክፉእ ተግባር ከም እነስተውዕል ብምግባር ካብ መንፈሳዊ ሓደጋ ኽንርሕቕ ይሕግዛና