ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ጥሪ 2018

 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማቴዎስ 8-9

የሱስ፡ ሰባት የፍቅር ነበረ

የሱስ፡ ሰባት የፍቅር ነበረ

ማቴዎስ ምዕራፍ 89ን ንገለ ኽፋል እቲ የሱስ ኣብ ከባቢ ገሊላ ዝገበሮ ኣገልግሎት ይሽፍን። የሱስ ንሰባት ኬሕዊ ኸሎ፡ ሓይሊ ኸም ዘለዎ እኳ እንተ ኣርኣየ፡ ልዕሊ ዅሉ ግና እታ ዓባይ ፍቕሩን እታ ንሰባት ዝነበረቶ ርሕራሐን እዩ ኣርእዩ።

  1. የሱስ ንሓደ ድዉይ ኣሕወዮ።—ማቴ 8:1-3

  2. የሱስ ንሓደ ጊልያ ሓለቓ ሚእቲ ኣሕወዮ።—ማቴ 8:5-13

    ንሓማት ጴጥሮስ ኣሕወያ።—ማቴ 8:14, 15

    ኣጋንንቲ ኣውጽአ፡ ሕሙማት ድማ ኣሕወየ።—ማቴ 8:16, 17

  3. የሱስ ንኣዝዮም ሕሱማት ኣጋንንቲ ኣውጺኡ ናብ መጓሰ ሓሰማታት ሰደዶም።—ማቴ 8:28-32

  4. የሱስ ንሓደ ልሙስ ኣሕወዮ።—ማቴ 9:1-8

    ንሓንቲ ኽዳኑ ዝተንከየት ሰበይቲ ኣሕወያ፣ ንጓል ያኢሮስ ድማ ኣተንስኣ።—ማቴ 9:18-26

    ንዕዉራትን ንሓደ ዓባስን ኣሕወዮም።—ማቴ 9:27-34

  5. የሱስ ኵሉ ሕማምን ድናሰን እናኣሕወየ፡ ኣብ ኵሉ ኸተማታትን ኣቝሻትን ዞረ።—ማቴ 9:35, 36

ነቶም ኣብ ከባብየይ ዘለዉ ሰባት ዝያዳ ፍቕርን ርሕራሐን ከርእዮም ዝኽእል ብኸመይ እየ፧