ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ጥሪ 2018

 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማቴዎስ 6-7

ቅድም መንግስቲ ኣምላኽ ብቐጻሊ ድለዩ

ቅድም መንግስቲ ኣምላኽ ብቐጻሊ ድለዩ

የሱስ ኣብታ ኣብነት እትዀነና ጸሎት፡ ብቐዳምነት ኬገድሰና ዘለዎ ምስ ዕላማ የሆዋ ዚተሓሓዝ ነገራትን መንግስቲ ኣምላኽን ምዃኑ ሓቢሩ እዩ።

6:9-13

  • ስም ኣምላኽ

    መንግስቲ ኣምላኽ

    ፍቓድ ኣምላኽ

  • ናይ ዕለት እንጌራ

    ሕድገት ሓጢኣት

    ካብ ፈተና ምድሓን

ምስ መንግስቲ ኣምላኽ ዚተሓሓዝ ክጽልየሉ ዝኽእል ገለ ነገራት፦

  • ዕዮ ስብከት ኬስፋሕፍሕ

  • መንፈስ ኣምላኽ መስጐጕቲ ንዜጋጥሞም ዘሎ ኣሕዋት ኪድግፎም

  • ኣምላኽ ንሓደ ቲኦክራስያዊ ዕዮ ህንጸት ወይ ንወፈራታት ስብከት ኪባርኾ

  • እቶም ዚመርሑና ጥበብን ብርታዐን ኣምላኽ ኪረኽቡ

  • ካልእ