ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ቋንቋ ምረጽ ትግርኛ

1-7 ጥሪ

ማቴዎስ 1-3

1-7 ጥሪ
  • መዝሙር 14ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • መንግስተ ሰማያት ቀሪባ ኣላ”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ ማቴዎስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • ማቴ 3:1, 2—ዮሃንስ መጥምቕ፡ ናይ መጻኢ ገዛኢ እታ ሰማያዊት መንግስቲ ዚመጸሉ ግዜ ምቕራቡ ሰበኸ(“እናሰበኸ፡” “መንግስቲ፡” “መንግስተ ሰማያት፡” “ቀሪባ ኣላ” nwtsty *ነጥብታት መጽናዕቲ ኣብ ማቴ 3:1, 2)

    • ማቴ 3:4—ዮሃንስ መጥምቕ፡ ምሉእ ብምሉእ ውፉይ ኰይኑ ፍቓድ ኣምላኽ ብምግባር፡ ቀሊል ናብራ ይነብር ነበረ (“ክዳንን ትርኢትን ዮሃንስ መጥምቕ፡” “ኣንበጣ፡” “መዓር በረኻ” nwtsty፡ ሚድያ ኣብ ማቴ 3:4)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ማቴ 1:3—ኣብቲ ደቂ ተባዕትዮ ጥራይ እተዘርዘሩሉ ወለዶ ዝሓዘ ጸብጻብ ማቴዎስ፡ ሓሙሽተ ኣንስቲ እተወሰኻ ስለምንታይ እየን፧(“ታማር” nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ ኣብ ማቴ 1:3)

    • ማቴ 3:11—ጥምቀት ምሉእ ብምሉእ ኣብ ማይ ምጥሓል ከም ዜጠቓልል ብኸመይ ንፈልጥ፧ (“አጥምቐኩም ኣለኹ” nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ ኣብ ማቴ 3:11)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማቴ 1:1-17

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ርአ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 41-42 ¶6-7

ክርስትያናዊ ህይወት

^ ሕ.ጽ. 8 እዚ ሕታም እዚ ብትግርኛ ኣይርከብን እዩ። ኰይኑ ግና፡ ነቲ ነጥብታት መጽናዕቲ ኣብ መወከሲታት ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን (mwbr) ክትረኽቦ ትኽእል ኢኻ። (ኣብ jw.org/ti ኣቲኻ፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ደብተራት ኣኼባ ርአ።)